ላዕለዎት ዲፕሎማት ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝተፈረመ ናይ መረዳድኢ ሰነድ ዝተወልዐ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ናይ መጀመርታ ዙር ቴክንካዊ ዝርርብ ምክያዶም ቱርክየ ምግላጻ ...
ኣብ መቐለ ኣብ ዝነበረ ኣከባብራ፡ ኣቦ መንበር ህወሓት ደብረጽዮን ገብረሚካኤል “ሓጋዊ ሰውነት ህወሓት ዘይምምላስ ናበ ዘየድሊ ምስሕሓብ ዘእቱን ሰምምዕነት ፕሪቶርያ ኣብ ሓደጋ ዘእቱን እዩ፡” ኢሎም። ...
ተወከልቲ ዩክሬን ኣብ ዘይተረኽቡሉ፡ ብሚኒስተራት ወጻኢ ጉዳያት ኣመሪካን ሩስያን ዝምራሕ ላዕለዋይ ልኡኽ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ ዓረብ ርክብ ኣካዪዱ ኣሎ። ንትግባረ እዚ ዘተ ሰላም ከመይ ...
ብሚኒስተራት ወጻኢ ክልተ ሩስያን ኣመሪካን ዝተመርሐ ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ዝዓለመ ርክብ ሎሚ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተቓኒዑ ኣሎ። እዚ ታሪኻዊ ርክብ ምዃኑ ዝግለጽ ዘሎ ነቲ ንሰለስተ ዓመታት ዝቐረበ ...
Top U.S. and Russian diplomats began meetings Tuesday in Saudi Arabia about restoring relations between their countries and a ...
መራሕቲ ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ዩክረይንን ደሕንነት ኤውሮጳን ንምልዛብ ትማሊ ሰኑይ ህጹጽ ኣኼባ ቅልውላው ኣካይዶም። ጸብጻብ ሄንሪ ሪጅወል ከምዝሓበሮ እቲ ኣኼባ ዝተገብረ ድሕሪ'ቲ ብዋሽንግተን ዝተራእየ ...
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብታ ሃገር ዝፈረየ እኽሊ ስርናይ ንውሽጣዊ ጠለባት ዘማልእን ንናይ ደገ ተጸባይነት ዘጉድልን ምዃኑ ገሊጹ። ካብ ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝወጽአ መግለጺ ከም ዘመልክቶ፡ ኢትዮጵያ ዓመታዊ ንመግዝኢ ስርናይ ኣስታት ሓደ ቢልዮን ዶላር ተውጽእ ምንባራ ብምጥቃስ፡ ሎሚ ግን እዚ ወጻኢታት ክድሕን ከም ...
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዝሓለፉ ፍርቂ ዓመተ 2017፡ 89 ዳያኑ ካብ ስራሕ ምልቃቖም ገሊፁ። ፕረዚደንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እቲ ክልል ኣቶ ኣለም ኣግደው ጸብጻብ መፋርቕ'ዚ ዓመት ...
ንብረት መንገዲ ኣየር ደልታ ዝዀነት ነፋሪት መጓዓዝያ ህዝቢ፡ ብሰኑይ ድሕሪ ቀትሪ፡ ኣብ ማዕርፎ ነፈርቲ ቶሮንቶ ድሕሪ ምግልባጣ፡ ሓደ ቆልዓ ዝርከቦም 19 ከም ዝቖሰሉ ምንጭታት ሓቢሮም። እታ ነፋሪት ...
ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ፑንትላንድ ንዝነጥፉ ኣባላት እስላማዊ ጉጅለ ዳዕሽ ብዝግበሮ ናይ ኣየር መጥቃዕቲ 16 ኣባላት እቲ ጉጅለ ምቕታሉ ወሃብ-ቃል እቲ ስርሒት ብርጋዴር ጀነራል መሓሙድ መሓመድ ኣሕመድ ...
ሰኑይ 20 ጥሪ ቃለ-መሓላ ዝፈጸመ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ፡ ንኢምግረሽን ዝምልከት ክልተ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት ፈሪሙ`ሎ። ካብ መንጉኡ፡ ዶብ ሰጊሮም ዑቕባ ንዝሓቱ ስደተኛታት ብኣልማማ ዝሰጉግ ...
ፕረዚደንት ፈረሳይ ኢማኑወል ማክሮን ብዝጸውዖ ህጹጽ ኣኼባ፡ መራሕቲ ሃገራት ኤውሮጳ፡ ሎሚ ሰኑይ ንጸጥታ እቲ ደምበን ጉዳይ ዩክሬንን ኣመልኪቶም ኣብ ፓሪስ ይጋብኡ ኣለዉ። ኣብዚ ብሪጣንያ’ውን ...