ኣብ መበል 38 ስሩዕ ኣኼባ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ንምስታፍ መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ሎሚ ዓርቢ ጀሚሮም ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ፈላማ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ፕረዚደንት ሶማሊያ ሓሰን ሸኽ ...
ሩስያ ዝተኰሰቶ ቦምባታት ድሮን፡ ንመመንጨዊ ኒኵለራዊ ጸዓት ቸርኖቪል ሃሩሙ፡ ንብዙሕ ክፋል ትሕተ-ቅርጺ እቲ መመንጨዊ ጸዓት ከም ዘዕነወ ሮይተርስ ሓቢሩ። እንተዀነ ድሕሪ’ቲ መጥቃዕቲ ጨረርታ ከም ...
(ህወሓት) ንዘሎ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ድሕሪ ኣስታት ክልተ ኣዋርሕ ዝወሰደ ሽምግልና፡ ክልተኦም ኣካላት “መምርሒ ስነ-ምግባር” ከም ዘፈርሙ መራሕቲ ሃይማኖት ክልል ትግራይ ሎሚ ዓርቢ ጋዜጣዊ መግለጺ ሂቦም። እቶም መራሕቲ ሃይማኖት ሎሚ ወግዓዊ ከም ዝገበሩዎ፡ ኣብቲ ብፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣቶ ...
U.S. President Donald Trump on Wednesday said he and Russian President Vladimir Putin have agreed to begin negotiations on ...
A man drove a car into a union demonstration in central Munich on Thursday, injuring at least 28 people, including children, ...
ምስ ሩስያ ዕዉት ምቅይያር እሱር ዘካየዱ ፕረዚደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ፡ ግጭት ዩክሬይን ደው ንምባል ትማሊ ረቡዕ ዝተፈላለየ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕርታት ጀሚሮም። ኣብ ቀረባ ምስ መራሒ ሩስያ ከም ...
(USAID) ምቍራጹ፡ ሳዕቤናቱ ኣብ ጸጥታን ውሕስነት ኣመሪካ ከቢድ ምዃኑ የጠንቅቑ። ንሳቶም ከም ዝምጕቱዎ፡ እቲ ሃንደበታዊ ምቍራጽ ነዊሕ ዝኸይድ ኣሉታዊ ሓድጊ ክህሉዎ ዝኽእል’ዩ። ርፖብሊካውያን ...
Thousands of Nigerians who fled to Chad to escape jihadist violence in Nigeria’s northeast have returned after more than a decade. Around 3,600 refugees arrived in Maiduguri, the regional capital of ...
(ኔቶ) ሓዊሱ ንኣስታት 50 ሃገራት መሓዙት ዩክሬን መደረ ዘስምዐ ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት፡ ቀዳምነታት ሃገራቱ ኣነጺሩ ኣሎ። ንመደረ እቲ ሚኒስተር ስዒቡ ድማ እቲ ኪዳን ደጊሙ ምስ ነብሱ ክሓሰብ ማዕጾ ከፊቱ ኣሎ። ሚኒስተር ምክልኻል ኣመሪካ ፒት ሄግሰት ኣብ መደረኡ፡ ሃገሩ ሓያሎ ንጸጥታኣ ዘሻቕሉ ...